ናብ ቋንቋ እንግሊዘኛ ምትርጓም
Adelphi Translations Ltd. (ኣደልፊ ናይ ምትርጓም ኩባንያ) ንኣብ ኩሉ ሃገራት ዝርከቡ ዓበይቲ ዓማዊሉ፡ ካብ ዝተፈላለዩ ብዙሓት ኣገደስቲ ዝኾኑ ዓለምለኻውያን ቋንቋታት ናብ እንግሊዘኛ ናይ ምትርጓም ኣገልግሎታት ዝህብ ኩባንያ እዩ። ሓደሓደ ካብቶም ናይ ቀረባ እዋን "ናብ እንግሊዘኛ" ናይ ምትርጓም ስራሓቱ፥
- ካብ ቋንቋ ጀርመን ናብ እንግሊዘኛ፡ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ቃላት፡ ንሓደ ውሩይ ዝኾነ ናይ ጀርመን ባንኪ
- ካብ ቋንቋ ስፓኛ ናብ እንግሊዘኛ፡ ንኣብ ዓዲ እንግሊዝ መደበሮም ማሕበር መንበሪ ኣባይቲ
- ካብ ቋንቋታት ናይ ዓዲ እንግሊዝ ኮሚኒቲ ናብ እንግሊዘኛ (ካብ ኡርዱ ናብ እንግሊዘኛ፣ ካብ ሂንዲ ናብ እንግሊዘኛ፣ ከምእውን ካብ ቤንጋሊ ናብ እንግሊዘኛ) ናይ ሕጊ ጽሑፋት
- ንኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝርከቡ ማሕበር ስደተኛታት፡ ካብ ቋንቋ ፋርሲ ናብ እንግሊዘኛ፣ ካብ ቋንቋ ኩርዲሽ ሶራኒ ናብ እንግሊዘኛ፣ ካብ ዓረብኛን ሶማሊኛን ናብ እንግሊዘኛ
- ንኣፍረይቲ ኩባንያታት፡ ካብ ቻይኝና ናብ እንግሊዘኛ፣ ካብ ቋንቋ ራሻ ናብ እንግሊዘኛ፣ ካብ ቋንቋ ኮርያ ናብ እንግሊዘኛ፣ ከምእውን ካብ ጃፓኝና ናብ እንግሊዘኛ
ኣደልፊ፡ ብ ሓፈሻዊ ናይ ሕክምና ካውስል ካብቶም ኣዝዮም ተጠለብቲ ዝኾኑ ወሃብቲ ኣገልግሎት ክኸውን እንከሎ፡ ዓመት ዓመት ብኣማኢታት ዝቑጸሩ ብዕሊ ዝተመስከረሎም ሰነዳት ካብ ልዕሊ ሓምሳ ዝኾኑ ቋንቋታት ናብ ቋንቋ እንግሊዘኛ ናይ ምትርጓም ኣገልግሎታት ይህብ።